ዋሽንግተን —
ኣብ ወርሒ መስከረም መግለጺ ዘውጸአ ትካል ሕቡራት ሃገራት ዩኔስኮ ካብ ቤተ ከሊፋን ሃገራዊ ቤተ መዘክርን ካርቱምን ቅርሲታት ይስረቑ ኣለው ይብል።
ጀማል መሓመድ ዘይን ዝተባሃለ ሰራሕተኛ ጥንታዊ ቅርሲታት ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ ጥንታዊ ሳናቲምን ሰይፍን ዝነበሮም ቤተ መዘክርን መኻዚኖን መጥቃዕቲ ተፈጺምዎም እዩ ይብል።
ዩኔስኮ ብተወሳኺ 2-ሽሕ ዓመታት ዘቑጸረ ፒራሚድ ሜርኦ ጉድኣት ከይወርዶ ስግኣት ከምዝሓደሮ ገሊጹ ኣሎ።
ቅጥዒ