ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ ሱዳን ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ፍታሕ ይፅውዑ
ብሰንኪ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ቅድሚ ክልተ ዓመት ካብ ምዕራብ ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ ኢትዮጵያውያን በቲ ኣብ ሱዳን ተወሊዑ ዘሎ ኲናት፡ ኵሉ ዓይነት መሰረታዊ ኣገልግሎት ስለ ዝተቛረፀን ስግኣት ፀጥታ ስለ ዘሎን መንግስቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዓለምን ኣቓልቦ ክህቦም ይፅውዑ ኣለዉ።