ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ቅልውላው ሱዳን ቅልጡፍ መዓልቦ እንተዘይረኺቡ ዋሕዚ ሓደስቲ ስደተኛታት ንሃገራት ኣውሮጳ ክውስኽ ይኽእል'ዩ"ሕ/ሃ


"ቅልውላው ሱዳን ቅልጡፍ መዓልቦ እንተዘይረኺቡ ዋሕዚ ሓደስቲ ስደተኛታት ንሃገራት ኣውሮጳ ክውስኽ ይኽእል'ዩ"ሕ/ሃ

ኣብ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ቀልጢፉ መዓልቦ እንተዘይረኺቡ ዋሕዚ ሓደስቲ ስደተኛታት ንሃገራት ኣውሮጳ ክውስኽ ይኽእል'ዩ ክብል ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት የጠንቅቕ።

ላዕለዋይ ኮምሽነር ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ንዝገበርዎ ዑደት ድሕሪ ምዝዛሞም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣብ ሞንጎ ተዋጋእቲ ሓይልታት ሱዳን ቅልጡፍ ስምምዕ ምቁራፅ ተፃብኦ እንተዘይተፈፂሙን ምብጻሕ ረድኤት እውን ፍታሕ እንተዘይረኺቡ ሃገራት ኣውሮጳ ሓድሽ ዋሕዚ ስደተኛታት ከጋጥመን ምዃኑ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዝ ሃብዎ ቃል ሓቢሮም። እቶም ላዕለዋይ ኮምሽነር ኣብ ሱዳን ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ እንተዘይተናድይሉ ሳዕቤኑ ከቢድ ከምዝኸውን ይዛረቡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG