ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግጭት ሱዳን 'ፍረ ኣልቦ ሓሙሽተ ኣዋርሕ' ክብል ላዕለዋይ ኮምሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ይገልጾ

ግጭት ሱዳን 'ፍረ ኣልቦ ሓሙሽተ ኣዋርሕ' ክብል ላዕለዋይ ኮምሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ይገልጾ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:57 0:00

ግጭት ሱዳን 'ፍረ ኣልቦ ሓሙሽተ ኣዋርሕ' ክብል ላዕለዋይ ኮምሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ይገልጾ

ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ካብ ዘጋጠመ ጎንፂ ሃዲሞም ንዝወፁ ሰባት ኣዘራሪቡ ዝረኸቦ ውፅኢት እቲ ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ሰራዊት ሱዳንን ሓይልታት ወሃብ ቅልጡፍ ደገፍን ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንስፍሓትን ዝፍፀም ዘሎ መጠን ጭካነን ዘጉልሕ ምዃኑ ትማሊ ሰሉስ ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘቅረቦ ሪፖርቱ ኣመልኪቱ።

ላዕለዋይ ኮምሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ቮልከር ተርክ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ጄኔቫ ንቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ፀብፃቦም ኣብ ዘቅረቡሉ እዋን ነቲ ኣብ ዝመፅእ ዓርቢ ሓሙሽተ ወርሒ ዘቑጽር ኣብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ጎንፂ "ትርጉም ኣልቦ'ዩ" ክብሉ ፀዊዖሞ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG