ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ካሜሮን ብዘጋጠመ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ቦምብ 12 ሰባት ሞይቶም


Kolofata, Cameroon

ኣብ ሰሜናዊ ካሜሮን ኣብ ውሽጢ መስጊድ ሎሚ ዘጋጠመ ርእሰ-ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ቦምብ 12 ሰባት ሞይቶም።

እቲ መጥቓዕቲ ምስ ናይጀሪያ ኣብ ዘወሳን ኮውያፔ ዝተባሃለ ገጠር ሎሚ ንጉሆ ኣብ እዋን ጸሎት ዘጋጠመ ምኳኑ ሰበስልጣን'ታ ሃገር ገሊጾም ኣለው።

ብወግዒ ሓላፍነት ዝወሰደ ኣኻል የለን።ይኹን እምበር እቲ ከባቢ ብናይ ናይጀሪያ ኣኽራሪ ጉጅለ ቦኮ-ሓራም ዒላማ ኮይኑ ጸኒሑ እዩ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ኣብ ማእከላይ ኮሚተ ህወሓት ዝተኻየደ ለውጢ መሪሕነት

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG