ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ ኣብ ቀረባ ዝወጸ መጽናዕቲ ክንክን ከባቢ ክልል ትግራይ ዝመርሓ ዶ/ር ኣስቴር ገ/ክርስቶስ

ቃለ መሕትት ምስ ኣብ ቀረባ ዝወጸ መጽናዕቲ ክንክን ከባቢ ክልል ትግራይ ዝመርሓ ዶ/ር ኣስቴር ገ/ክርስቶስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:17 0:00

ኣብ’ዚ ቀረባ ናብ ንባብ ዝቀረበ መጽናዕቲ ተመራመርቲ "ንኣስታት ክልተ ዓመታት ዝጸምሐ ኲናት ክልል ትግራይ፣ ንዘበናት ኣብ’ቲ ከባቢ ዝተካየደ ወፍሪ ተፈጥሮኣዊ ጸጋታትን ዝተመዝገበ ኣዎንታዊ ክንክን ከባቢን ናብ ባዶ ኣውሪድዎ'ዩ" ይብል።

XS
SM
MD
LG