ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓብይን ከቢድን ሓሳብ ሒዞም ዝተልዓሉ መናእሰይ


መናእሰይ እዮም።ዓብይን ከቢድን ሓሳብ ሒዞም ዝተልዓሉ መናእሰይ።

ንኢትዮጵያን ኤርትራን ንምትዕራቕ ብዓርሰ ተብግሶ ምንቅስቃስ ጀሚርናዮ ኣለና ይብሉ።

እቲ ሓሳብ ከመይ ከምዝጀመርዎን ብዛዕባ ምንቅስቓሶምን ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቅ ገሊፆም'ለው።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ስምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG