ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣመሪካ ብዘጋጠመ ህቦብላ ሚልተን 4- ሰባት ሞይቶም


ህቦብላ ሚልተን
ህቦብላ ሚልተን

ሚልተን ተባሂሉ ዝጽዋዕ ህቦቡላ ንምብራቓዊ ክፍለ ግዝኣት ፍሎሪዳ ድሕር ምውቅዑ ሓደ ደረጃ ወሪዱ ከም ዝተዳኸመ ኣገልግሎት ዜና ኣሶሴይትድ ፕረስ ፀብፂቡ። ትማሊ ረቡዕ ለይቲ ደረጃ ሰለስተ ህቦቡላ ኮይኑ ኣብ ጥቓ ወሰን ባሕሪ ስየስታ ኪ ዓሊቡ። ብቢልዮናት ዝቑጸሩ ካብ መንበሪኦም ክወፁ ተነጊሩዎም ኣሎ። ፍሎሪዳ ኣቐዲማ ብህቦብላ ሂለን ተጠቒዓ ኔራ።

ንምዕራብ ክፍለ ግዝኣት ፍሎሪዳ ተመሓላሊፉ ዝነበረ መጠንቀቕታ ተቛሪፁ ኣሎ። ልዕሊ ሰለስተ ሚሊዮን ኣባይትን ትካላት ንግድትን ሓይሊ መብራህቲ ኣይረኽቡን ዘለው: ብተወሳኺ በቲ ህቦቡላ ኣርባዕተ ሰባት ምሟቶም ተሓቢሩ ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG