ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኦባማ 'ኣሜሪካ ኣብ ዘተኣማምን ባይታ ኣላ' ክብሉ ከለው ሪፓብሊካዊያን ድማ 'ኣይፋሉን' ይብሉ!


ፕረዚደንት በራክ ኦባማ
ፕረዚደንት በራክ ኦባማ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:34 0:00

እቶም ፕረዚደንት ንተቃወምቶምን ንህዝቢን ኣብ ዘማሓላለፍዎ መልእኽቲ ኣሜሪካ ካብ’ቲ ዝፀንሐትሉ ቁጠባዊ ቅልውላው ወፂኣ’ያ፡ጊዜ ተቀይሩ’ዩ ኢሎም።

መፃኢ ጊዜ ኢሎም ፕረዚደንት በራክ ኦባማ፡ማእከላይ እቶት ዘለዎም ኣሜሪካዊያን ማዕረ ዕድል ዝረኽቡሉ ጊዜ ክኾን ይግባእ፡-

ሚስተር ኦባማ ካብ’ቶም ዘጉልሕዎም ነጥቢታት ገሊኦም ‘ዲታታት ኣሜሪካዊያን ልዕሊ ማእከላይ እቶት ዘለዎም ዜጋታት ሕልፍ ዝበለ ግብሪ ይኽፈሉ፡ኮሌጅ ማሕበረ-ሰባት (ኮሚኒቲ ኮሌጅ) ናይ ክልተ ዓመታት ናፃ ዕድል ትምህርቲ ይለግሱ’ ዝብሉ’ዮም።

እዚ ከም’ዚ’ሉ ከሎ፡ንመደረ ፕረዚደንት ዝነፀጉ ሪፐብሊካዊያን ኣብ ዘቃልሕዎ መልሲ ንመደረ ፕረዚደንት፡ውግእ ኣንፃር ፈጠርቲ ራዕዲ ክቅፅል’ዩ፡ኣስራርሓ ግብሪ ክመሓየሽ ኣለዎ፡ሃገራዊ በጀት’ውን ክንኪ’ዩ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG