ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክትግበር ካብ ዝጅመር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተው ውልቀሰባት ኣለው ክብሉ ሚንስትር ስራጅ ፈጌሳ ኣፍሊጦም


ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮማንድ ፖስትን ሚንስትር ምኽልካል ሲራጅ ፈጌሳ
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮማንድ ፖስትን ሚንስትር ምኽልካል ሲራጅ ፈጌሳ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክትግበር ካብ ዝጅመር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተው ውልቀሰባት ኣለው ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮማንድ ፖስትን ሚንስትር ምኽልካል ሲራጅ ፈጌሳ ኣፍሊጦም።

ከምቲ ናይ ዝሓለፈ ሓያለ ምእካብ ዘይኮነስ ቀንዲ መራሕቲ ህውከትን ዕግርግርን ዝኾኑ ተሓተቲ ምግባር ዕላምኡ ዝገብር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ኣብ ምትግባር እቲ ኣዋጅ 17 ኣባላት ሓይሊ ፀጥታ ቆሲሎም ክብሉ ዝገለፁ ሲራጅ ፈጌሳ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ሰባት ብዛዕባ ዝወረደ ጉድኣት ግን ኣይገልፁን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG