ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት-ፍርዲ ም/ሚንስተር ሰላም ዝነብሩ ኣቶ ታየ ደንደኣ ብዋሕስ ንኽፍትሑ በይኑ

ም/ሚንስተር ሰላም ዝነብሩ ኣቶ ታየ ደንደኣ
ም/ሚንስተር ሰላም ዝነብሩ ኣቶ ታየ ደንደኣ

ጠቅላሊ ፌደራል ቤት-ፍርዲ ኢትዮጵያ ሰማዒ ይግባይ ምኽትል ሚንስተር ሰላም ዝነብሩ ኣቶ ታየ ደንደኣ ብዋሕስ ንኽፍትሑ በይኑ።

በዓልቲ ቤት ኣቶ ታየ ደንደ ኣ ወ/ሮ ስንታየሁ ኣለማየሁ በዓል ቤተን ብዋሕስ 20-ሽሕ ብር ወይ ኣ ዋሕስ ሰብ ንኽፍታሑ ምውሳኑ ንድምጺ ኣመሪካ ገሊፀን።

ኣቶ ታየ ደንደኣ ዘይሕጋዊ ብረት ሒዞም ተረኺቦም ብዝብል ክሲ ካብ ባሕቲ ታሕሳስ 2016 ብፌደራል ፖሊስ ኣብ ቐይዲ ኣትዮም።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG