ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማይነማር፡ቻይና፡ኢራንን ሰሜን ኮርያን ብስእነት ናይ ሃይማኖት ነጻነት ዘሰክፋ ሃገራት ተባሂለን ብቐዳምነት ተሰሪዓን


ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማይነማር፡ቻይና፡ኢራንን ሰሜን ኮርያን ሓዊሱ 10 ሃገራት ብስእነት ነጻነት ሃይማኖት ዝሰኽፋ እየን ክብል ሓቢሩ።

ኤርትራ፡ሱዳን፡ስዑዲ ዓረብ፡ፓኪስታን ፡ቱርኪስታን፡ኡስበኪስታንውን ኣብቲ ዝከፍአ ነጻነት ሃይማኖት ዝረአየለን ዝርዝር ሃገራት ምእታወን ተገሊጹ’ሎ።

ፓኪስታን ኸአ ብ”ግህሰት ነጻነት ሃይማኖት” ኣብ ዝርዝር ፍሉይ ትኹረት ዝወሃበን ሃገራት ኣትያ’ላ።

ካብተን ኣብቲ ዝርዝር ዝተመዝገባ ገለ ናይ ሃይማኖት ነጻነት ንምኽባርን ንምምሕያሽን ዝሰርሓ ከምዘለዋ ፈሊጥና ክብል እቲ ጸብጻብ ኣፍሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG