ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሶማልን ኣፍልጦ ከምትህብ ኣፍሊጣ


ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማቲው ሚለር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድ ዝተበጽሐ ስምምዕ ብዝምልከት ሎሚ ረቡዕ ካብ ጋዜጠኛታት ዝቐረበሉ ሕቶ እቲ ኩነታት ብፍላይ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ውጥረት ምፍጣሩ ከምዘተሓሳሰቦም ብምግላጽ ኩሎም አካላት ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ልዝብ ክጽመዱ ብምጽዋዕ ኣመሪካ ንሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ፈደራል ርፓብሊክ ሶማልን ኣብ 1960 ዝተሓንጸጹ ዶባትን ኣፍልጦ ከምትህብ ገሊጾም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG