ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዜና ስፖርት


ዜና ስፖርት
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:42 0:00

▶ዜና ስፖርት፣ ኮንጎ ኪንሻሻ ንግብጺ ብፍጹም ቅላዕ ስዒራታ። ናይጀርያ ንካሜሩን ካብ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ ኣባሪራታ። ➡ኣብ ኣትሌቲክስ፣ ናይ ጃፓን ከተማ ኦሳካ ኣብ ዘዳለወቶ ቅድድም ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ፣ ኢትዮጵያዊት ወርቅነሽ ኢዴሳ ተዓዊታ። ▶ከተማ ሪፐብሊክ ቼክ ኦስትራቫ ጽባሕ ሰሉስ ወርቂ ዝደረጅኡ ቅድድማት ኣትሌትክስ ክተታኣናግድ እያ። ▶ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ቅድድም ብሽክለታ ማውንቴይን ባይክ ተኻይዱ።

XS
SM
MD
LG