ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንጉስ ስፔን ፍለፒ ሻዱሻይ ንሰበ ስልጣን ካቶላንያ ኮኒኖም


ንጉስ ስፔን ፍለፒ ሻዱሻይ ሰበ ስልጣን ካቶላንያ “ካብ ሕጊ ወጻኢ” ብምኳን ረፈረንደም ምክያዶም ብትሪ ኮኒኖም።

ንሶም ብቴሌቭዥን እታ ሃገር ሎሚ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ንሓድነት ስፔን ጸዊዖም።እንተኾነ ፖሊስ ኣብ እዋን ሪፈረንደም ዝወሰድዎ ስጉምቲ ዝቓወሙ ወገናት ናብ ጎደናታት ብምውጻእ ኣብ ከተማታት ሰሜናዊ ምብራቕ እታ ሃገር ሰልፊ ምክያዶም ተፈሊጡ’ሎ።

ንጉስ ስፔን ፍለፒ ሻዱሻይ ንሰበ ስልጣን ካቶላንያ ኮኒኖም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:15 0:00

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ ዋላ’ኳ መንግስቲ ስፔን እቲ ረፈረንደም ሕጋዊ ኣይኾነን እንተበለ ንምንጻል ካቶላንያ ዝድግፉ መራሕቲ ግን ነጻነቶም ንምእዋጅ ወሲኖም እዮም።

ሰበ ስልጣን ካብ ግዝኣት ካቶላንያ ብዝሃብዎ ሓበሬታ ኣብቲ ምስ ፖሊስ ዝጋጠመ ግጭት ኣስታት 900 ሰባት ምቁሳሎም ይሕብሩ።

XS
SM
MD
LG