ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስፐይስ ኤክስ ኣርባዕተ በጻሕቲ ዝሓዘት መንኮርኮር ንህዋ ልኢኻ


 መንኮርኮር ስፐይስ ኤክስ
መንኮርኮር ስፐይስ ኤክስ

ኣብ ታሪኽ ጕዕዞ ህዋ፡ ሞያውያን ጠፈርተኛታት ዘይኰኑ ኣርባዕተ ተጉዓዝቲ ዝሕዘት መንኮርኮር ንፈለማ ተልእኾ ብመደበር ምርምር ስፐይስ ኤክስ ሎሚ ሰሉስ 10 መስከረም 2024 ተላኢኻ።

ነቲ ጉዕዞ ዝወደበ መደበር ምርምር ህዋ ስፐይክስ ኤክስ እቶም ተጓዓዝቲ ድሕሪ ገለ እዋን ኣብ ህዋ በጺሖም፡ ባዶ ስሕበት ምድሪ ኣብ ዘለዎ ክሊ ክጓዓዙ ምጅማሮም ኣፍሊጡ።

እዚ ተልእኾ ኣብ ፈለማ ብቴክኒካዊ ጸገማት፡ ድሒሩ ድማ ብምኽንያት ኩነታት ኣየር ተደጋጋሚ ምድንጓያት ከጓንፎ ጸኒሑ’ዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG