ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ንናይ ሪያ ማቻር ፃውዒት ውግእ ኮኒኑ


መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ምኽትል ፕሬዝዳንት ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ሪያክ ማቻር ውግእ ንክቕፅል ንዘቕረቡዎ ፃውዒት ኮኒኑ።

ቀዳማይ ምኽትል ፕሬዝዳንት ታባን ደንግ ጋይ ናብ ብረታዊ ግጭት ንምምላስ ዝግበር ፃውዒት ብህዝቢ ደቡብ ሱዳን ተቐባልነት የብሉን ክብሉ ሎማዕንቲ ረቡዕ ገሊፆም።

ኣብ ዋና ከተማ ካርቱም ሱዳን ዝርከቡ ማቻር ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ፕሬዝዳንት ሳልቫ ኪር ብረት ክልዓል ምፅውዖም እታ ሃገር ናብ ሕድ ሕድ ኲናት ክትምልስ ትኽእል እያ ዝብል ስግኣት ፈጢሩ’ሎ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG