ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ውዕል ሰላም ደቡብ ሱዳን ይጣሓስ ኣሎ" ሪክ መቻር


"ውዕል ሰላም ደቡብ ሱዳን ይጣሓስ ኣሎ" ሪክ መቻር
"ውዕል ሰላም ደቡብ ሱዳን ይጣሓስ ኣሎ" ሪክ መቻር

ኣዲስአበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪኦም መግለፂ ዝሃቡ መራሒ ተቃወምቲ ደቡብ ሱዳን ሪክ መቻር ‘ውዕል ሰላም ደቡብ ሱዳን ይጣሓስ ኣሎ’ ኢሎም።

ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ባንኪ ሙን ኣብ ዝመርሕዎ ኣኼባ ኒውዮርክ ፀብፃብ ደቡብ ሱዳን ከምዘቅረቡ ዝጠቀሱ ሪክ መቻር፣ እቲ ቀንዲ ፀገም ግና ውዕል ምቁራፅ ተፃብኦ ዘይምትግባሩ ምኻኑ ሓቢሮም።

‘ውዕል ምቁራፅ ተኹሲ፣ብሕልፊ ድሕሪ ምኽታም ዘላቂ ውዕል ሰላም፣ ኣይትግበርን ዘሎ።ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ልዕሊ ማእከላይን ምዕራብን ኢኳቶርያ ዘሎ ሰራዊትና ደብዳብ ይፍፀም ኣሎ’ ኢሎም።

ምሉእ ትሕትኡ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00

XS
SM
MD
LG