ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንቕልውላው ደቡብ ሱዳን ሰላማዊ ፍታሕ ተሓቲቱ

ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝተፈጥረ ህውከት ሰላማዊ ፍታሕ ክግበሮ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ምሕፅንታ ይቀርብ'ሎ።

ብሚኒስተር ወፃኢ ኢትዮጵያ ዶ/ር ቴድሮስ አድሓኖም ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኻት ኢጋድ ነቲ ኩነታት ፖሎቲካዊ ፍታሕ ንምርካብ ምስ ፕረዚደንት'ታ ሃገር ተዘራሩቡ'ሎ።

ዩናይትድ ሴትይትስን ሕቡራት መንግስታትን ክልቲኦም ወገናት ደቡብ ሱዳን ኩናት ጠጠው አቢሎም ናብ ዕርቂ ክምርሑ ፀዊዖም'ለው።

Families displaced by fighting in South Sudan camp in a warehouse inside the United Nations Mission in Sudan facility in Jabel, on the outskirts of Juba, Dec. 23, 2013.
Families displaced by fighting in South Sudan camp in a warehouse inside the United Nations Mission in Sudan facility in Jabel, on the outskirts of Juba, Dec. 23, 2013.

እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ ወሃቢ ቃል ሰራዊት ደቡብ ሱዳን እቲ ሰራዊት ነቲ ብተቃወምቲ ዝተታሕዘ ቦታታት መሊሱ ንምቁፅፃር ወታሃደራት ንምውፋር ወጢኑ'ሎ ኢሎም'ለው።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።
South-Sudan-Crisis
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:12 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG