ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕ/ሃ፡  ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ምርጫ ናብ ተወሳኺ ዕንወትን ህውከትን ክመርሕ ይኽእል’ዩ ይብል


መዓስከር ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን
መዓስከር ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን

ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝመጽእ ዓመት ዝኻየድ ሃገራዊ ምርጫ ነታ ኹናት ዝተሃሰየት ሃገር ናብ ተወሳኺ ዕንወትን ህውከትን ክመርሕ ይኽእል’ዩ ክብሉ ናይ ሕቡርት ሃገራት ክኢላታት የጠንቕቁ’ለው።

ነዚ ዝምልከት ጸብጻብን ሳዕቤናት ኹናት ሓድሕድን ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጀነቫ ቀሪቡ’ሎ።

ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ኩነታት ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ዜጋታት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎምን እዚ ድማ ፈጺምካ ክትሓስቦ ዘይኸአል እዩ ክብል ገሊጽዎ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG