ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ንዝተፈፀሙ መጥቓዕትታት ውግዘት መርሕቲ


South Africa Immigrant Attacks
South Africa Immigrant Attacks

ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝን ናይ ሩዋንዳ ፕሬዝዳንት ፖል ካጋሜን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካዊያን ወፃእተኛታት ይበፅሕ ዘሎ መጥቓዕቲ ኣውጊዞም።ሕቡራት መንግስታት እውን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ይፍፀም ዘሎ ናይ ፅልኢት መጥቓቲ ዘሻቕል እዩ ኢሉዎ’ሎ ሎማዕንቲ ዓርቢ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ።ዛጊድ 204 ናይ ኢትዮጵያዊያን ሹቓት ተዘሪፎም ክልተ ድማ ብሓዊ ምብርዖም ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ናይ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሙሉጌታ ከሊል ኣፍሊጦም።ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:00 0:00

XS
SM
MD
LG