ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመክሮ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ሓባሪት ምስጢር ማርታ ንጎዬ


 ተመክሮ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ሓባሪት ምስጢር ማርታ ንጎዬ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:24 0:00

ማርታ ንጎዬ፣ ብዛዕባ መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝፈጸሞ ዘይሕጋዊ ሚልዮናት ዶላራት ውዕል ሓበሬታ ኣብ ዝሃበትሉ እዋን፣ ሓላፊት’ቲ ንብረት መንግስቲ ዝኾነ ኩባንያ መገዲ ባቡር እያ ነይራ። ንሳ፣ ኣብ ክንዲ ንብልሽውና ዘቃለዐት ተባሂላ ትሽለም፣ ካብ ስራሕ ብሓለፍታ ተባሪራ፣ ናብ ስርሓ ንክትምለስ ድማ ናብ ኣዝዩ ዝተናወሐን ክባርን መስርሕ ሙግት ተቃሊዓ።

XS
SM
MD
LG