No media source currently available
ኣጎዋ ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ውዕል ዕብየትን ዕድላትን ኣቀዲሙ ንኽሕደስ ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ቤት ዕዮ ሕርሻን ንግድን ፀዊዑ። እቲ ውዕል ገለ ምህርታት ትሕቲ ሳሃራ ኣፍሪቃ ካብ ቀረፅ ነፃ ኾይኑ ናብ ኣመሪካ ንኽኣቱ ዝፈቅድ’ዩ።