ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ ምልሗኽ ጋዝ 17 ሰባት ሞይቶም


ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምልሗኽ ጋዝ 17 ሰባት ምሟቶም ሰብ መዚ'ቲ ከባቢ ገሊጾም። ብመሰረት ሓበሬታ እቶም ሰበ ስልጣን ጠንቂ'ቲ ሓደጋ ዘይሕጋዊ ምውጻእ ማዕድን ክኸውን ከምዝኽእል ይገልጹ።

ወሃቢ ቃል ኣገልግሎት ህጹጽ ሓገዝ ዊልያም ንትላዲ ናይትሮይድ ኦክሳይድ ዝተባህለ ጋዝ ወርቂ ካብቲ ሓመድ ንምፍላይ ክግለገልሉ ካብ ዝተቐመጦ ሲሊንደር ብምልሐዅ እቲ ሓደጋ ከምዘጋጠመ ሓቢሮም ኣለው።

ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ጉቴንግ ንኩሉለኮ ዱንጋ ብኸመይን እንታይ ዓይነት ጋዝ ከምዝለሓዅን መርመራ ይካይድ ከምዘሎ ንሪፖርተራት ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG