ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደቡብ ኣፍሪቃ ትመርጽ -- ውጽኢት ንፖለቲካዊ ቅርጺ ክቕይር ዝኽእል’ዩ


ደቡብ ኣፍሪቃ ትመርጽ -- ውጽኢት ንፖለቲካዊ ቅርጺ ክቕይር ዝኽእል’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:16 0:00

ወግዓዊ ውጽኢት ምርጫ ሰንበት ዝግለጽ ኰይኑ፡ ኣብታ ብሰፊሕ ተርእዮታት ብልሽውና፡ ሽቕለት ኣልቦነትን ስእነት ጸጥታን እትሳቐ ዘላ፡ ናይ ኣፍሪቃ ብቝጠባ ዝሓየለት ሃገር ግን ብብዙሕ ምኽንያታት እዚ ምርጫ ፍሉይ ምዃኑ ኣብ ኬፕ ፔንሱላ ዩኒቨርሲቲ ሓላፊ ክፍሊ ሞያ ጋዜጠኝነት ዶ/ር ሄርሞን ዑቕባሚካኤል ንድምጺ ኣመሪካ ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG