ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕገ-መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ አብነት ክኸውን ዝኽእል'ዩ ይብሉ ተንተንቲ


ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ነበር ኒልሰን ማንዴላ ቅድሚ 16 ዓመታት ንሓድሽ ሕገ መንግስቲ'ታ ሃገር ፈሪሞምሉ፣ ፀዲቁ ኸአ።

እቲ ሓድሽ ሕገ-መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኻልኦት ሃገራት ከም ሞዴል ኾይኑ ከገልግል ከም ዝኽእል'ውን ተንተንቲ ይዛረቡ።

መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ነቲ ፅላል ሕገ-መንግስቲ ዝኾነ ቤት ፍርዲ ሕገ-መንግስቲ ንዘሕለፎ ውሳነ፣ ዳግም ክንግምግሞ ኢና ኢሉ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG