ዋሽንግተን —
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግልባጥ ኣውቶቡስ ብውሑዱ 12 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 45 ምቁሳሎም ኣገልግሎት ህፁፅ ሓደጋ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ።
ምግልባጥ እታ ሰባት ጽዒና ትጉዓዝ ዝነበረት ናይ መጉዓዝያ ኣውቶቡስ ኣብ ጥቓ ዓለምለኸ መዕረፎ ነፈርቲ ምዃኑ ፀብፃብ ኣሶሼይትድ ፕረስ ሓቢሩ።

ቅጥዒ