ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወዶም ንመዓመር ቓዛፊ ንፕረዚደንነት ይወዳደሩ ኣለዉ


Map of Misrata in Libya
Map of Misrata in Libya

ውላድ ወዶም ንውልቀ መላኺ ነበር ሞኣማር ጋዳፊ ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንፈለማ ግዜ ትማሊ ሰንበት ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ዝካየድ ፕሬዝዳንታዊ ምርጫ ንምውድ ዳር ንምምዝጋብ ተራእዮም ኣለው።እቲ ምርጫ ኣብታ ሃገር ንዝነገሰ ዕግርግርን ህወከትን ከብቅዕ ክሕግዝ ተስፋ ኣሎ።

49 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰይፍ ኣል እስላም ጋዳፊ ንሰነዳት እናፈረሙ ብቪድዮም ተራእዮም ኣለው።

ኣብቲ ምራጫ ዝወዳደሩ ኣብ ምብራቕ እታ ሃገር ወታደራዊ ኣዛዚ ኻሊፊያ ሃፍጣር፣ቀዳማይ ምንስቴር ዓብዱል ሓሚድ ኣል ድበይባህን ኣፈጉባኤ ኣጒላ ሳላሕን ይርከቡዎም።

XS
SM
MD
LG