ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ሶማል ኢትዮጵያ ንስምምዕ መዘክር ሶማሊላንድ እንተተግቢራቶ ሃገሮም ርእሳ ከምትከላኸል ኣፍሊጦም

ፕረ.ሶማል ኢትዮጵያ ንስምምዕ መዘክር ሶማሊላንድ እንተተግቢራቶ ሃገሮም ርእሳ ከምትከላኸል ኣፍሊጦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:57 0:00

ፕረ.ሶማል ኢትዮጵያ ንስምምዕ መዘክር ሶማሊላንድ እንተተግቢራቶ ሃገሮም ርእሳ ከምትከላኸል ኣፍሊጦም

ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሌላንድ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምምስራትን ነታ ካብ ሶማል ዝፈለየት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ኣፍልጦ ንምሃብ ዘሎ ተኽእሎን ዝተገብረ ውዕል እንተደፊኣትሉ ሃገሮም “ርእሳ ክትከላኸል’ያ” ክብሉ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሽኽ ማሕሙድ ኣፍሊጦም።

ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምዝርራብ ፈቃደኛ ዝኾኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ “ክፍሊ ኣካል ሃገርና” ንምውሳድ ዘለዎ ሃቀነ ምስ ዝሓድጎ ጥራይ’ዩ ክብሉ ገሊፆም’ለዉ።

ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ዚ ተሓቲቶም ምላሽ ኣይሃቡን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG