ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሶማል ኣብ ሃገራ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ከም ተውጽኦም ኣፍሊጣ


ሶማል ኣብ ሃገራ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ከም ተውጽኦም ኣፍሊጣ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:42 0:00

ሶማል ኣብ ሃገራ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ከም ተውጽኦም ኣፍሊጣ። ሓደ ላዕላዋይ በዓል-ስልጣን ሶማል ትማሊ ሰኑይ ከም ዝበሎ፡ ኢትዮጵያ ነቲ ምስ ሶማሊላንድ ዝፈረመቶ ኣሰሓሓቢ ውዕል ወደብ እንተዘይሰሪዛቶ፡ ኣብ ሶማል ዘለዉ ኣሸሓት ወተሃደራት ኢትዮጵያ ክሳብ`ዚ መወዳእታ ዓመት ካብታ ሃገር ክወጹ`ዮም ኢሉ።

XS
SM
MD
LG