ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ሶማል ናብ ኤርትራ ይበጽሑ


ምብጻሕ ፕረዚደንት ሶማል ን ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዎ ወታሃደራት ሶማል
ምብጻሕ ፕረዚደንት ሶማል ን ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዎ ወታሃደራት ሶማል

ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይዱ ዘለው ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ መሓመድ ሎሚ 9 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ኤርትራ ይስልጥን ንዘሎ መካናይዝድ ፍሉይ ሓይሊ ባሕሪ ሓይሊ ኣየርን ሶማል ምስ ፕረዚደንት ኢስያስ ብምዃን በፂሖም።

ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድ ንናይ ስራሕ ምብጻሕ ትማሊ ናብ ኤርትራ ዋና ከተማ ኣስመራ ምእታዎም ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ኤክስ ኣቐዲሙ ትዊተር ዝጽዋዕ ኣብ ዘስፈርዎ ጽሑፍ ሓቢሮም ኣለው።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG