ዋሽንግተን —
ፖሊስ ሶማል ትማሊ ሰሉስ ብኣማኢት ዝቑጸር ደቂ ኣንስትዮ ዝጥቀማሉ መሸፈኒ ገጽ(ኒቃብ) ብምምንዛዕ ከምዘንደዱ መሰኻኽር ዓይኒ ምሕባሮም ኤ.ኤፍ.ፒ ገሊጹ።
ሰበ-ስልጣን ደቡባዊ ግዝኣት ሶማል ጁባላንድ ነቲ መሸፈኒ ገጽ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ 2021 ብሰንኪ ጸጥታዊ ምክንያት ንወደባይት ከተማ ኪስማዮ ሓዊሱ ምክልኻሎም ዝዝከር ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ግን ተግባራዊ ከይኾነ'ዩ ጸኒሑ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ