ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓደሽቲ አባላት ፓርላማ ሶማል ቃለ መሓለ ፈጺሞም: ፕረዝደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር ግን ሕጂ'ውን ተመሓላሊፉ


ሓደሽቲ አባላት ፓርላማ ሶማል ሎሚ ቃለ መሓለ ፈጺሞም። ፕረዝደንታዊ ምርጫ እታ ሃገርን ግን ንራብዓይ ጊዚኡ ክሳብ ዝመጽእ መጀመርያ ሓድሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም’ለው።

281 ሓደሽቲ አባላት ላዕለዋይ ታሕታዋይን ባይቶታት ፓርላማ’ታ ሃገር ሎሚ አብ ሞቃዲሾ ስነ ስርዓት ማሕላ ፈጺሞም’ለው።

እዚ ፓርላማ’ዚ ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዝሓሸ’ዩ ክብሉ ገለልተኛ ዝኾኑ ሶማላዊ ተንታኒ ዓብደልዋሂብ ሸኽ ዓብዲሳሚድ ይገልጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG