ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢንቨስትመንት ኣብ ሱማሊያ


People walk outside Somalia's central Bank in Hamarwayne district, south of capital Mogadishu, May 16, 2013.
People walk outside Somalia's central Bank in Hamarwayne district, south of capital Mogadishu, May 16, 2013.
ሱማሊያ ሽማ ምስ ኽትራን ባሕሪ፣ድኽነትን ሽብርን ተኣሳሲሩ ንዓመታት ከምዝፈሸለት ሃገር ትርአ ነይራ።ኣብ ፀጥታ ይርአ ብዘሎ ምምሕያሽ ግን እታ ሃገር ናብ ዘላቒ ምርግጋእ ተርምርሕ ኣላ ዝብል ተስፋ ከሕድር ጀሚሩ’ሎ።ናይ ወፃኢ ኢንቨስትመንት ናብ ሃገሮም ንምስሓብ ናብ ሕቡራት ዓረብ ኤሜረት ዝተጉዓዙ ሰበስልጣን ሱማሊያ ፅኑዕ ቁጠባ ንዘላቒ ሰላም ወሳኒ እዩ ይብሉ።

ኣብ ዱባይ ይካየድ ኣብዘሎ ናይ ሱማሊያ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ይሳተፉ ዘለው ዓለም ነታ ሃገር ካብ እትፈልጣ ብዝተፈለየ ይገልፁዋ።

ናይ ሱማሊያ መሰጋገሪ መንግስቲ ቀዳማይ ምንስቴር ዝነበሩ ዓሊ መሓመድ ገዲ ናይ ዝሓለፉ ዓመታት ስእሊ ሱማሊያ ጥምየት፣ኽትራን ባሕሪ፣ሽብር እዩ ነይሩ ምስ በሉ ሎሚ ግን ካብኡ ዝተፈለየን ተስፋ ዘለዎን እዩ ኢሎም።ዝርዝሩ የድምፁ።
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:37 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG