ብደርቂ ዝተጠቕዑ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሶማልያዊያን ናብ መዓስከራት እታ ሃገር ይውሕዙ
ኣብ ሶማል ብዘጋጠመ ከቢድ ደርቂ ዝተጠቕዑን ሓደጋ ጥምየት ዘንጸላለዎም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሶማልያዊያን ኣብ ዓበይቲ ከተማታት እታ ሃገር ዝርኸቡ መዓስከራት ይውሕዙ። ሓደጋ ጥምየትን ስእነት ዝተመጣጠነ መግቢ ዘጥቕዖም ህጻናትን ስድራቤቶምን ናብ ካብ ዋና ከተማ ሞቃዲሾ ውጽእ ኢሉ ዝርኸብ መዓስከራት ይውሕዙ።ዝበዝሑ ካብቶም ኣብ ውሽጢ ሃገር ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ስደተኛታት መግቢ ንምርኻብ ንመዓልታት ኣብ ዝጉዓዘሉ እዋን ደቆም ብሰንኪ ጥምየት ክሞቱ ዝተዓዘቡ እዮም።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 22, 2020ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ ኣብ ዶብ ሱዳን ዝርከቡ መዓስከራት ይግዕዙ ምህላዎም ተሓቢሩ
-
ታሕሳስ 17, 2020ኣብ ጉዕዞ ስደት ዝተወልዱ ህጻናት: እቶም ዝነኣሱ ግዳያት ኹናት ኢትዮጵያ
-
ታሕሳስ 14, 2020ፈላሞት ረድኤት ዝጸዓና መካይን ኣብ ዋና ከተማ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊጹ
-
ታሕሳስ 09, 2020ምብጻሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኬንያ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ