ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓጸቦ ሶማል ኣብቂዑ`ዩ ይብል ሕቡራት ሃገራት


ውድብ መግብን ሕርሻን ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ደቡባዊ ሶማል ዝተራእየ ዓጸቦ ኣብቂዑ`ሎ፡ እንተኾነ ሚልዮናት ሰባት ገና ኣብ ሰብኣዊ ቕልውላው`ዮም ዘለዉ ይብል።

ኣብዘን ዝቕጽላ ሰለስተ ናይ ደርቂ ዓመታት ሰብኣዊ ጣልቃነት እንተዘይቀጺሉ፡ኩነታት ሓሚቑ ዳግም ናብ ዓጸቦ ምምላስ ከጋጥም ከምዝኽእል`ውን ኣሰሚዑ`ሎ፡

ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG