ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

U.S ፡ ብኣልሸባብ ኣብ ዝቆጻጸር ኸባብታት ሬድኤት ንዝዕድሉ ብገበን ከምዘይተሓቶም ኣፍሊጣ


ሰበ-ስልጣን ኦባማ፡ በዚ ሓዲሽ መምርሒ ዝበልዎ ስጉምቲ፡ ህይወት ምድሓን ቀዳምነት ከምዝህቡ ኣፍሊጦም ኣለዉ

U.S ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ ዘንበረቶ ማዕቀብ ስለዘሎ፡ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝርከብ ኸባብታት ኣቲኻ ሬድኤት ምዕዳል ንሰራሕተኛታት ስግኣት ክፈጥረሎም ጸኒሑ`ዩ-ብግበን ከይሕተቱ።

ሕጂ ግን፡ U.S ክትዕድሉ ትኽእሉ ኢኹም፡ ብገበን`ውን ኣይሓተኩምን`የ ትብሎም ኣላ።

ኣብ ሶማሊያ፡ ብሰንኪ ደርቅን ጥምየትን ኣሸሓት ሰባት ገዝኦም ሓዲጎም፡ ናብ ሞቓዲሾን ናብ ጎረባብቲ ሃገራትን ይውሕዙ`ለዉ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG