ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ናብ ሶማልያ ተመሊሳ እንተኾይና ስለምንታይ? ክልተ ኣጋይሽ ይካትዑ


ኢትዮጵያ ከይተዓደመት ኣይትኣቱን`ያ ዝብል ርኢቶን፡ ኢትዮጵያ ኣትያ`ላ ምኽንያቱ ናይ ሶማል ሰላም ስለዘስግኣ ዝብልን ፊት ንፊት ይራጸሙ

ኤርትራዊ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደኑርን ኢትዮጵያዊ ኣቶ ካሕሳይ ተካን፡ ኣብ ጉዳይ ሶማልያን ጉዳይ ማዕቀብ ኤርትራን ተኻቲዖም ኣለዉ።

ኣቶ ካሕሳይ “ማዕቀብ ኤርትራ፡ ንመንግስቲ ንምቕጻዕ ዝዓለመ`ዩ” ክብል ኸሎ፡ ኣቶ ኢብራሂም ድማ “መንግስቲ ኢትዮጵያ ኤኮኖሚያዊ ማዕቀብ ብምሽራብ፡ ንውሉድ ወለዶ ዝመሓላለፍ በደል ይፍጽም ኣሎ” ይብል።

ንምሉእ`ቲ ክትዕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG