ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተስፋን ስክፍታን ሶማልያውያን ብዛዕባ ጉባኤ ሎንደን

A Somali government soldier patrols the streets of capital Mogadishu, February 22, 2012
A Somali government soldier patrols the streets of capital Mogadishu, February 22, 2012

ኣብ ሎንደን ብዛዕባ መፃኢ ኩነታት ሶማል ንምዝርራብ ዝተአከበ ጉባኤ ካብ ዙርያ ዓለም አዝዩ ዘገርም ብርክታት መሪሕነት ናብ ሓደ አምፂኡ'ሎ።

ካብ ውሽጢ ሶማል'ውን ብርክት ዝበሉ ፖሎቲከኛታት ምምሕዳር ኣብ ሓደ አራኺቡ'ሎ።

ሶማልያ'ውን ብዛዕባ'ዚ ብዛዕበኦምን ብዛዕባ መፃኢ ሃገሮም ዝተዘራረበ ዓለም-ለኸ ጉባኤ ርኢቶም ዘለዎም ተስፋን ዘለዎም ስክፍታን ይገልፁ'ለው።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG