ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ብሓያላት ሃገራት ኣብ ውሽጢ ሃገሮ ዝግበር ደብዳባት ነፈርቲ ብሓጎስ ከምዝቅበልዎ ገሊፆም


ናይ ሶማል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ብሓይልታት ወፃኢ ንአልቃይዳ ዒላማ ዝገበሩ ደብዳባት ነፈርቲ ክግበር ብሓጎስ ከም ዝቅበልዎ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስተር ዓደል ወሊ መሓመድ ነዚ ዝተዛረቡ ኣብ ሎንደን ብዛዕባ መፃኢ ሶማል ጉባኤ ድሕሪ ምክያዱ'ዩ።

ብኻልእ ወገን ወታሃደራት ኢትዮጵያን ሶማልን ንባይድዋ ብምሓዝ ዝረኽብዎ ስትራቴጂካዊ ዓወት ናይ ፅጥታ ሓደጋታት'ውን አለዎ ይብሉ ተንተንቲ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG