ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ናይ ቦምብ መጥቓዕቲ ንሸሞንተ ሰባት ቐቲሉ

Afgoye and Mogadishu, Somalia
Afgoye and Mogadishu, Somalia
ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ሓደ እንዳ ሻሂ ብዝበፅሐ ፍንጀራ ሽዱሽተ ወታደራት መንግስቲ ሓዊሱ ሸሞንተ ሰባት ተቐቲሎም።

ምንስቴር ምክልኻል ሱማሊያ ከምዝሓበሮ እቲ ናይ ሎማዕንቲ ዓርቢ ነታጒ ዝተምሓየሸ ናይ ቦምብ መሳርሒ እዩ ኢሉዎ’ሎ።

ዛጊድ ሓላፍነት ዝወሰደ ኣካል የለን።እንተኾነ ምስ ኣል-ቃይዳ ምትእስሳር ዘለዎ እስላማዊ ኣኽራሪ ጉጀ ኣል-ሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ተደጋጋሚ ናይ ቦምብ መጥቓዕቲ ክፍፅም ፀኒሑ እዩ።
This item is part of
XS
SM
MD
LG