ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ሶማሊያ ካብ ቅንጸላ ንሳንኩፍ ኣምሊጦም


ኣልሸባብ ኣድቢዮም ጸኒሖም ንቓፍላይ ሸሪፍ ኣጥቂዖም፡ ብርክት ዝበሉ ካብ ሓለውቶም ቖሲሎም ኣለዉ

ብኻልእ ወገን፡ ኬንያ ነታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣልሸባብ ትርከብ ወደብ ኪሲማዮ ብመራኽብ ኩናት ንፈለማ ግዜ ኣጥቂዓ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG