ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ ሶማልያውያን ኣብ ሶርያ ይዋግኡን ይሞቱን‘ለው ተባሂሉ


Minnesota
Minnesota

መንግስቲ ሶማልያ ተወሳኺ ከባቢታት ካብ ኢድ ኣል-ሸባብ ንምምንጣል መጥቃዕቲ ቀፂሉ‘ሎ።ኣብ ሞቃዲሾ ድማ፣ሚድያታት ነቲ ዝፍንዎ ዘሎ መጥቃዕቲ ብከመይ ክፅብፅብዎ ከምዝግባእ ፀቅጢ ይፈጥር‘ሎ።

ኣብ‘ዚ ሰሙን‘ዚ ደገፍ ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝኸሰቡ ወትሃደራት ሶማልያ፣ነቲ ወፍሪ ውቅያኖስ ህንዲ ዝብል መጥቃዕቲ ከምዝኸፈቱ ዝዝከር‘ዩ።

ሰበ-ስልጣን ፀጥታ‘ታ ሃገር ንዳይረክተራት ሚድያ ኣብ ሞቃዲሾ ኣኪቦም፣ስራሕቶም ብከመይ ክዓዩ ከምዝግባእ መምርሒ ኣውሪዶምሎም።

እዚ ከምዚ‘ሉ ከሎ፣ምስ ጉጅለታት ፈጠራ ራዕዲ ኮይኑ እናተዋገአ ከሎ ዝሞተ ካልኣይ ኣሜሪካዊ ሶማልያ ዝሞበቅሉ ከምዝኾነ ይግለፅ‘ሎ።

ሰበ-ስልጣን ኣሜሪካ፣መሓመድ ከምዝሞተ መረጋገፂ ኣይሃቡን ዘለው።ከባቢያዊ ቴሌቭዥን ግና፣ስድራ-ቤቱ መርድእ ከምዝሰምዑ ጠቂሳ‘ላ።

ንሙሉእ ሪፖርት ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:24 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG