ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ሊብያ ንማልታ ክሰግሩ ዝፈተኑ ገለ ሶማልያውያን ኣብ ባሕሪ ጠሊቖም


ኣብ ውሽጢ 4ተ ኣዋርሕ፡ ንኤውሮጳ ክሰግሩ ክብሉ ዝሃለቑ ስደተኛታት 81 በጺሖም ኣለዉ

ካብ`ታ ልዕሊ 80 ሶማልያውያን ዝጸዓነት ጃልባ፡ 5ተ ሰብኡትን 2ተ ኣንስትን ኣብ ባሕሪ ክጠልቁ ኸለዉ፡ ዝተረፉ ዝደኸመ ሰውነት ሒዞም ኣብ ገምገም ማልታ በጺሖም ኣለዉ ይብል ናይ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት፡

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ስምዑ፡

XS
SM
MD
LG