ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወተሃደራት ኢትዮጵያን ሶማልያን ንኸተማ ባይደዋ ተቖጻጺሮም


ኣል-ሸባብ ቀዲሞም ስለዝወጹ ብዘይ ተኹሲ`ዮም ነታ ኸተማ ሒዞም

ወተሃደራት ክሊቲአን ሃገራት ናብ ኸተማ ባይደዋ ገጾም ክግስግሱ ቐኒዮም`ዮም። ምኽትል ቀ/ሚ ሶማሊያ መሓመድ ኢብራሂም፡ ነቲ ኹነታት ንምርግጋእ ተወሰኽቲ ወተሃደራት ናብ ባይደዋ ክኸዱ`ዮም ኢሎም፡ ንኢትዮጵያ`ውን ኣመስጊኖም።

ጽባሕ ሓሙስ ኣብ ሎንዶን፡ ብዛዕባ መጻኢ ሶማል ዓለም-ለኻዊ ጉባኤ ክኽፈት`ዩ፡

XS
SM
MD
LG