ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግርደት ጸሓይ ኣመሪካ


ግርደት ጸሓይ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:42 0:00

ግርደት ጸሓይ ኣመሪካ

ትማሊ ሰኑይ 8 ሚያዝያ 2024 ኣብ ኣመሪካ ካብ ቴክሳስ ስጋብ መይን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ነቲ ሳሕቲ ዝረአ ፍጻመ ግርደት ጸሓይ ንምዕዛብ ናብ ሰማይ ከንቃዕርሩ ተራእዮም።

ናብቲ ኣብ ኢንድያናፖሊስ ዝርከብ ፍሉጥ ሞተር ስፒድወይ ዝኻየደሉ ቦታ ብምምፃእ ንፍፁም ከውሊ ፀሓይ ምርኣይ ንስድራ ኤንሪኩ ካታላን ናይ መውዳእታ ሰዓት ውሳነ እዩ ነይሩ።

ካታሊን ምስ ስድርኡ ካብ ሰሜናዊ ኢንድያና ንኽልተ ሰዓት ብመኪና ተጓዒዞም እዮም ነቲ ኣብ ግዜ ንእስነቱ ኣብ ሜክሲኮ ንዝረኣዩ ውሱን ፀሓያዊ ከውሊ ኣብ ውሽጡ ንዝተረፈ ተዘክሮ ንምዝካር ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣጋጣሚ ክርከብ ወሲኑ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG