ዋሽንግተን —
ኣብ ኣጠቓⷅማ ማሕበራዊ ሚዲያ፣ምስናዕ ሓበሬታ ኣብ ህውከትን ጎነፅን ዝፃወቶ ኣሉታዊ ተራ ኣብ ኣጠቓቕምኡ ክግበሩ ዝግብኦም ጥንቃቐታትን ዝብሉን ተዛመድቲ ነጥብታትን ብዝምልከት ዶክተር ሄርሞን ዑቕባሚካኤልን ጋዜጠኛ ወልደጊዮርጊስ ገብረህይወት ተኽላይን ተዛትዮምሉ ኣለው።
ቅጥዒ