ዋሽንግተን —
እቲ ወፍሪ ቀንዲ ዕላምኡ ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ብሄረሰብ ኦሮሞ ፈጺሞዎ ዝበልዎ ዘይሕጋዊ ቅትለትን ማህረምትን ካብ ቤት ንብረት ናይ ምዝንባል ገበን ንምቕላዕ’ዩ ይብሉ።
ብተወሳኺ ቅድሚ ሽዱሽተ ወርሒ ንዝተጀመረ ምንቅስቃስ ሰላማዊ ሰልፊ ንምዝካርን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰላማዊ ሕቶ ህዝቢ ኦሮሞ መልሲ ንኽህብ ጸቕጢ ንምግባር’ዩ ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።