ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ስየ ኣብርሃ፡ ንቀ/ሚ መለስ ንኽትክእ ዝተዳለወ መሪሕነት የለን ኢሎም


ኣቶ መለስ ብድሕሪት ኮይኖም ዝመርሕሉ ምስግጋር ይዝረበሉ`ኳ እንተነበረ፡ ብጥዕና ምኽንያት ዓቕሚ ዝሓጽሮም እንተኾይኑ ግን፡ እቲ ናይ መሪሕነት ምስግጋር ምትግባሩ ከጸግም`ዩ ኢሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ`ዚ ኣቶ መለስ ብምኽንያት ሕክምና ተኸዊሎምሉ ዘለዉ፡ እንተታትን ሻቕሎትን ይዓቢ`ሎ`ውን ኢሎም

ቀ/ሚ መለስ ኸቢድ ሕማም ሓሚሞም ኻብ ዝሓለፈ ሰነ 26 ጀሚሮም ኣብ ብራስልስ በልጅም ይሕከሙ`ለዉ ክብሉ ጸኒሖም ኣለዉ ገለ ሚድያታት ዓለም።

ቪኦኤ ምስ`ቶም ሚንስተር ምክልኻል-ነበር ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG