ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ምዕራብ ሃረርጌ ፍሉይ ፖሊስ 6 ሰባት ምቕታሉ ተገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወረዳ ቦርዶዴ ቀበሌ ኢኤንቦሳ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ ተኹሲ ኸፊቱ 6 ሰባት ቐቲሉ ካልኦት ብዙሓት ኣቑሲሉ ክብሉ ነበርቲ እቲ ከባቢ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ምምሕዳር ቦርዶዴ'ውን እቲ ቕትለትን መቑሰልቲ ከምዘጋጠመ ሓቢሩ'ሎ።

ብካልእ ዜና ኣብ ኦሮምያ ዞባ ወለጋ ኦሮ ጉድሩ ወረዳ ጃርዳጋ ተቓውሞ ሰልፊ ምክያዱን እቲ ሰልፊ ብሰላም ምዝዛሙን ተሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG